Ethiopian Music : አለማየሁ ሞላ (ሁሌ ለምናለው ሰላምን ወድጄ) - New Ethiopian Music 2018(Official Video)
Ethiopian Music: Check Out Ethiopian New Musics, Comedy and More Ethiopian Videos by
ዕላማና ሕድሪ ሰማእታትና ምትግባር እዩ፣ ሕድሪን ለበዋን ሰማእታትና ድማ፣ እታ ሂወቶም ዝበጀውላ ሓላል መሬት፣ ህዝባ ብሰላምን ቅሳነትን፣ ፍትሕን ማዕርነትን ክነብረላን ክነባበረላን ድኣ'ምበር ብፍርሕን ራዕድን፣ ብስደትን ህልቂትን ኣማዕድዩ ከም ጓና ክጥምታ ኣይኮነን። ተሰዲዶም ዝነበሩ
New Eritrean Music 2018 'Flyti'ya' by Yohannes Tekle (John Beja Asmara)
ብመጀመርታ ነቲ ብዘይ ክፍሊት ዕደምይ ምሉእ ብጥዕናን ብፍቅርን ሂወተይ ንኽነብርን ንኽሰርሕን ዝገበርካ ልዑል ፈጣሪ ክብርን ምስጋን ነዓኻ። ብምቅጻል ሰላም ንዓኹም ሰ
New Eritrean Music 2018 ''ሰማይ" Hanival Asres
ህዝብታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ብጆግራፍ፡ ታሪኽ፡ ባህሊ፡ ቋንቋ፡ ሃይማኖት፡ዝተጠምሩ፡ መሰረታዊ ሓባራዊ ረብሓታት ዘለዎም ህዝብታት እዮም። ኣብዚ ዝሓለፈ ዓሰርተታት ዓመታት፡ ኣብዚ ሓባራዊ ውርሻ ዝተመስረተ
ሰላም ኩሉኩም ተካታተልቲ ( LuLA movies)
ኣብ ሂወትኩም ሰላምን ዓወትን እንዳ ተመነና ፣ ካብ ሎሚ ጀሚርና ፣ ዝተፈላለየ ዓይነት ፣ ጥበባት ማሃርን ኣዛናጋዕን ዝበልናዮም ፣ ተካታታሊ ፊሊም : ሓጸርቲ ድራማ ፣ ከምኡ ውን መስሓቅ ኮሜዲ ኣጻፊፍና ፣ ኣብ